ባህሊ-ሰገራዊ ምኽፋት

እቲ „ባህሊ-ሰገራዊ ምኽፋት“ (Interkulturelle Öffnung) ዝብሃል ፕሮጀክት ኣብ ምሉእ ክፍለ-ሃገር Schleswig- Holstein ይሰርሕ ከምኡ'ውን ንዝስዕቡ መራሕትን መሳርሕታትን ይውከስ

  • ትካላት
  • ወግዓውያን ምሕደራታት
  • ጆብሰንተርን ቤት-ጽሕፈታት ስራሕን

ልክዕ ንዓኹም ዝምልከት ቀጻሊ ትምህርቲ ነቕርብ ኢና። ኣርእስትታትና ካብ ባህሊ-ሰገራዊ ምስምማዕ ክሳብ ጸረ-ምፍልላይን
ናይ ብዙሕነት ጉዳያትን እዮም ዝበጽሑ። ናይ ብዙሕነት ኣረኣእያ ንኸፍቶ ኢና። ዋላ ብወግዓውያን ፍጻሜታት።

ዝያዳ ሓበሬታ ብዛዕባዚ ኣብ በራሪ ጽሑፍና (Flyer) ክትረኽቡ ኢኹም።
ናይ “ግርም መጻኢ! ስራሕ ንስደተኛታት ኣብ ክፍለ-ሃገር Schleswig-Holstein” (Mehr Land in Sicht! Arbeit für Flüchtlinge in Schleswig-Holstein) ዝብሃል መርበብ ኣካል ኢና።